ሓበሬታ

ክቡራት ተኻታተልቲ መደብና፡ ንሎሚ ቀዳም ዕለት 03/12/2022 ብምኽንያት ቢተ-ክርስትያን ዝሰርዓቶ ካልእ መደብ፡ ብቐጥታ ዝፍኖ ፕሮግራም ከምዘይብልና ክንሕብረኩም ንፈቱ። ጽባሕ ሰንበት ግን እቲ ምዱብ ናይ ሰንበት ፕሮግራምና ክህሉ እዩ። ተባረኹ።

ጉባኢ ክርስትያናት ኣሕዋት በርሚንግሃም!!

Published
Categorized as Sibket