ሓበሬታ

ሰላም ኣምላክ ናዓኹም ይኹን እንዳበልና ካብ ዓርቢ 15.07.2016  ስዓት 6 ድ፡ቀ   ዝጅምር ትምህርቲ ብዛዕባ ናይ ሓዳር  ክሳብ ሰንበት 17.07.2016  ስለ ዘሎ ኩሉኹም ምሳና ክትካፈሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ተባረኹ። ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መደብ ግን ከም ቀደሙ እዩ። ካብ ጉባኤ ክርስትያናት ኣሕዋት በርሚንግሃም

Published
Categorized as Sibket