ሰላም ኣምላኽ ንዓኻትኩም ይኹን ክቡራት ተኻታተልቲ መደብ ኢንተርነት። ንሎሚ ዕለት 26/06/2021: ብ ቐጥታ ዝፍኖ ፕሮግራም ከምዘይብልና ክንሕብረኩም ንፈቱ። ጽባሕ ዕለት 27/06/2021 ግና እቲ ስሩዕ ዝኾነ መደብና ክቕጽል ከምዝኾነ ደጊምና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ተባረኹ !!!
Birmingham UK